ብዛዕባና

ሃብሮም ኣሳላጢ ጉዳያት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት
ጉዳያት ብ ዝቀልጠፈን ዝጸፈፈን መገዲ ዘሳልጥ ትካል ኢዩ።

ቅልጡፍ ኣገልግሎት

ጽፉፍ አሰራርሓ

ምቕሉል ኣቀባብላ

ብዛዕባ

ሃብሮም ኣሳላጢ ጉዳያት አብ 2022 ዝተመሰርተ ትካል ኮይኑ ቀንዲ ዕላምኡ ድማ አብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ን አብ ውሽጢ ሃገር ከሳልጥዎ ን ዝደልዩ ጉዳያት ብ ኣዝዩ ልዑል ብቕዓት ተቐቢሉ ሓላፍነት ወሲዱ የሳልጥ። ብተወሳኺ ብዙሓት ዓይነት ዶኩመንታት ይልእኽን ይሰድድን።

Habrom is a Case Manager platform which was launched in 2022. The main goal of this platform is to handle various Eritrean cases on behalf of it's customers which are being proccessed in Eritrea with greater accuracy. In addition to this Habrom sends several official documents to all over the world.

Our Office
Top